ኣገዳሲ ሓበሬታ ንነበርቲ ሎንዶን ዓባይ ብርጣንያ። Print Email Details Created: Tuesday, 02 January 2018 02:50 Last Updated: Tuesday, 02 January 2018 02:50 View Comments ብኣቦና ብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ፡ ንሰንበት ዕለት 28 ጥሪ 2018 ኣብ ኣርችወይ ሰሜን ሎንዶን ቤተ ክርስቲያን ቅድስቲ ማርያም ልደታ፡ ሰፊሕ ዝኾነ መደብ ኣስተምህሮ ክቐርብ`ዩ። ኣብ`ዚ ኣጋጣሚ ተሳተፍቲ ናይ`ዚ በረኸት ንኽትኮኑ ክፉት ዕድመና ንኹሉ ህዝቢ ብኣኽብሮት ንሕብር። Comments View the discussion thread. blog comments powered by DISQUS back to top Prev Next