ኣኼባ ጉጅለ ቢስባደን ኑኡስ ጨንፈር ፍራንክፎርትግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ጀርመን

ጉጅለ ቢስባደን ኑኡስ ጨንፈር ፍራንክፎርት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ጀርመን ዕለት 31/12/2017 ስሩዕ ኣኬባ ኣካይዱ:: ኣብቲ ዝተኻየደ ኣኼባ ጉጅለ አዘን ዝስዕባ ነጥብታት ኣባላት ተመያይጠምሎም::