ሙሴ ዮሃንስ /ወዱ ጣባ/ ምስ ሓቂ እናተሊተመ ክጋሇጽ ከሎ

ዕሱብ ሙሴ ዮሃንስ ወ/ጣባ በቲ ብ06 ሕዲር 2017 ምስ ምለእ ጭብጥታቱን መርትዖታቱን ዗ቕረብኽዎ ጽሑፈይ ተሞርኲሱ ዜሃቦ መልሲ ክመሃር ወይ’ውን ኣብ ጥቓ ሓቂ ዜቐራረብ ሓድሽ ድራማ ክሰርሕ ህድኣትን ትዕግስትን ኣይተዒዯሇን። ብርግጽ ሕማቕ ትዕድልቲ ኮይኑ፡ ኣነ’ዶ ከምዙ
ይበሃል ብዜብል ኣጉል ትምክሕታዊ ስምዑታት ተንፊሑ፡ ከምቲ ልሙድ ኣመለ ተመሉሱ ሰብኣዊ ክብሩን ፖሎቲካዊ መንነቱን ንምሕሳር፡ ባዕለ ኣብ ዕዲጋ ንክወርድ ተሃንዱደ ብካልእ ተወሳኺ ፈጠራታት ክመጽእ ክሳብ ዜመረጸ፡ ብወገነይ’ውን ነቲ ጻልጣ ሓ