- Details
-
Created: Sunday, 19 November 2017 14:59
-
Last Updated: Sunday, 19 November 2017 14:59
ጀጋኑ ተጋደልቲ ዲምሓኩኤ ከም ወትሮ ዘበገስናዮ ሓርነታዊ ቃልሲ ኣብ መወዳእታ ምዕራፉ ንምብጻሕ ጅግንነቶም ዳግም ኣረጋጊጾም፡፡ ሽርሒታት ስርዓት ህግደፍ ንምፍሻል ወትሮ ነቂሑ ዝከታተሉ መሪሕ ውድብ ዲምሓኩኤ ካብ ዕለት 1/6/2017 ክሳብ 8/11/2017 ኣብ ዘሎ ግዜ ካብ ከረን ጀሚሩ ክሳብ ዶብ ሱዳን ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍ በርቃዊ መጥቃቲት ብምፍጻም ኪሳራ ኣውሪዱ፡፡ ካብ ወርሒ 1/6/2017 ክሳብ 08/11/2017 ኣብ ዘሎ ግዜ ዝተወስዱ በርቃዊ መጥቃዕቲ ዝርዝራቶም ከምዚ ዝስዕብ ይኸውን፡፡