ን “ኣጋኣዝያን ደስ ዘየብል ሓቀኛ ዛንታ”

 

ኢትዮጵያ ነቲ ብ 1961 ዝተላዕለ ብረታዊ ቃልሲ ብዓይኒ ንዕቀት ክትርእዮ ጸኒሓ፤ኣብ 1963 ከኣ በቲ ኣብ ውግእ ተጎርባ ዘጋጠማ ክሳራን ናይ ፊዳእን ናይ መዕርፎ ነፈርትን መጥቃዕትን  ዝኣመሰሉ ፍጻሜታት ምስ ተራእዩ ግና ንሳን ኣዕሩኽታን  ነቲ ጉዳይ ብጥንቃቄ ክርእይዎ ጀመሩ።