ሰፊሕ ኤርትራዊ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ደንማርክ

ላማ ናይዚ ሰላማዊ ሰልፊ እዚ ፤ ኣብ ሃገርና ዘሎ ስርዓት ምልኪ ንዘካይዶ ደያቢ ግህሰት መሰረታዊ መሰል ዜጋታት ንምቅዋምን ፣ ከምኡዉን ነቲኣብዕለት31 ጥቅምቲ2017 ህዝቢኣስመራብፍላይድማህዝቢኣኽርያዘካየዶህዝባዊ ናዕቢን እምቢታንንምልኪ፣ ደገፍናንምግላጽ እዩ። ሰላማዊ ሰልፊ ዝካየደሉ ዓርቢ ዕለት 24 /11/ 2017 ልክዕ ሰዓት1200 ክኸዉን እዩ።ሰላማዊ ሰልፊ ካብ ማእከል ርእሰ ከተማ ኮፐንሃዉን (KøbenhavnsRådhuspladsen) ክብገስ እዩ።

ኩሉ ብጉዳይ ህዝቡን ሃገሩን ዝግደስ ኤርትራዊ/ት ንምዕዋቱ ብተገዳስነት ክሳተፎ ብኽብሪ ንጽዉዕ ። 

ዓወት ንህዝቢ ኤርትራ

ኣዳላዊት ሽማግለ ሰላማዊ ሰልፊ