ተማሃሮ ዲያእ ኣል እስላምያ ኣብ ኣስመራ ንዘካየድዎ ተቓውሞ ዝድግፍ ሰልፍታት ሕጂ'ውን ይቕጽል

Addis Eritreans Demo

ተማሃሮ ዲያእ ኣልእስላምያ ብ31 ጥቅምቲ ንዘካየድዎ ተቓውሞ ዝድግፍ ሰለማዊ ሰልፍታት ኣብ ሃገራት ኤውሮጳ፣ ኣመሪካን ኣፍሪቃን ሕጂው'ን ይቕጽል ኣሎ።

በዚ መሰረት ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኣሽሓት ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ መዓስከራትን ከተማ ኣዲስ ኣበባን ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ከምዘካየዱ ካብታ ሃገር ዝበጽሓና ጸብጻብ ኣረዲኡ።