- Details
-
Created: Friday, 17 November 2017 12:43
-
Last Updated: Friday, 17 November 2017 12:43

ተባሂሉን ተነጊሩን እዩ፡ ህ.ግ.ደ.ፍ. ሰራውርና ኣብ ኩሉ መንደፍ፡ እሞ በብግዜኡ ኣብ ዝተፈላለየ ቦታታቱን፡ ብውህበት ዑቕባ እናተቐለቡ ንጸገም ኤርትራውያን ፍታሕ ከይረክብ ዘወናብዱ ብዙሓት ከምዘለዉ ካን ነዊሕ እዋን ዝተዓዘብናዮ ብትዕዝብትና ዘዋህልናዮ ስለ ዝኾነ ሓዲሽ ነገር ክኾነና ኣይክእልን። ህላዌ እዚኣቶም ከኣ ንዓና ንኤርትራውያን የተባብዓናን የብልሓናን እምበር ኣየሰንብደና ኣይከልፈና።