ኤርትራውያን ስደተኛታት ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ..............

ኤርትራውያን ስደተኛታት ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ፡ ኣብ ማእከል ከተማ ኣስመራ ንዝተኻየደ ቅኑዕን ተባዕን ሰላማዊ ሰልፊ ዝድግፍ፡ ንጨካን ተግባራት ጉጅለ ህግደፍ ድማ ዝኹንን ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም ኤርትራውያን ስደተኛታት ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባን ፖለቲካዊ ውድባትን ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ጉዳይ ነባርን ሕጋውን ሃይማኖታዊ ቤት ትምህርቲ ዝገበሮ ኢድ-ምትእትታው፡ ምእሳር መራሕትን ኣካየድትን ናይ’ቲ ቤት ትምህርት ዝጠንቁ፡ ብ31 ጥቅምቲ 2017 ኣብ ማእከል ከተማ ኣስመራ፡ ስርዓተ ሃማኖትና ብተጽዕኖ ኣይንቕይርን፣ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይና ዝግበር ኢድ ምትእትታው ደው ይበል፣ ብዘይ ኣገባብ ዝተኣስሩ መራሕትና ይፈትሑ ዝብሉን ካልኦትን