ጻውዒት ንሰላማዊ ሰልፊ ጀነቫ

Image result for geneva

ንኹሉኹም ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ተቐማጦ ስዊዝን ከባቢኣን ነቲ ኣብ ኣስመራ ተላዒሉ ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞ ናይ መሰል ሕቶ ብተመሃሮ ንምድጋፍን: ንኣቦና ሓጅ ሙሳ መሓመድኑር: ፓትርያርክ ኣባ ኣንጦንዮስን ካልኦት እሱራትን ካብ ማእሰርቲ ክወጹ ንምጽዋዕን ድምጽና ንውድብ ሕቡራት ሃገራት ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ንምስማዕ: ንዓርቢ 10.11.2017 ሰዓት 12:00 ፍርቂ መዓልቲ ኣብ ከተማ ጀነቭ ፊት ቤት ጽሕፈት ውድብ ሕቡራት ሃገራት: ሰፊሕ ዝኾነ ናይ ህዝቢ ሰላማዊ ሰልፊ ንምክያድ መዲብና ስለዘለና ኩሉኹም ሃገራውያን ምሳና ሓቢርኩም ድምጺ ህዝቡኹም ከተስምዑልና ጻዊዒትና ብትሕት