ጻዊዒት ስላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ

Image result for addis ababa

ነቲ ኣብ ሕምብርቲ ከተማ ኣስመራ ዝተበገሰ ህዝባዊ ምልዕዓል ንምድጋፍን ፡ ነቲ ስርዓት ኣብ ርእሲ ህዝቢ ዝገበሮ ዘሎ ግፍዒ ንምግላጽን ኩለን ኤርትራውያን ብሓባር ሰላማዊ ሰልፊ ንምክያድ፡ንዓርቢ ዕሇት 10 ሕዳር 2017 ሰዓት 7.00 ናይ ንግሆ ኣብ ከባቢ ገነት ሆቴል (ሜክሲኮ) መዃኑ ብኣኽብሮት ንሓትት ።