ኤርትራውያን ኣብ ኣመሪካ፡ ሽወደን፡ ዓዲ እንግሊዝ ጉጅለ ህግደፍ ኣብ.................

ኤርትራውያን ኣብ ኣመሪካ፡ ሽወደን፡ ዓዲ እንግሊዝ ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ንጹሃን ዜጋታት ንዝፈጸሞ ኢ-ሰብኣዊ ተግባር ዝኹንን ኣብ ጎኒ ብዱላት ወገናቶም ምህላዎም ዝገልጽ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። ኤርትራውያን ነበርቲ ዋሽንግቶን ዲስን ከባቢኣን ከምኡን’ውን ዓዲ እንግሊዝን ሽወደንን፡ ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ሃይማኖት ኢዱ ብምእታው፡ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ዝፈጸሞ ኢ-ሰብኣዊ ተግባር ብምኹናን፡ ኣብ ጎኒቶም ብዱላት ምህላዎም ዝገልጽ፡ ብኣዝዩ ርሱን ቁጠዐ፡ ብ3 ሕዳር 2017 ሰላማዊ ሰልፊ ከም ዘካየዱ