4ተ ኣጋይሽ ብዛዕባ`ቲ ኣብ ኣስመራ ኣብዚ ሰሙን’ዚ ዝተኻየደ ተቓውሞ ይካትዑ

discussion

ኣርባዕተ ኣጋይሽ ብዛዕባ`ቲ ኣብ ኣስመራ 31 ጥቕምቲ ዝተኻየደ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ዘበገሰ ፡ጉዳይ ሃይማኖታዊ ትካላት ትምህርቲ ተኻቲዖም ኣለዉ። ኣቶ ኣሕመድ መሓመድ ማሕሙድ ካብ ዓዲ-እንግሊዝ፡ ዶ/ር በረኸት ፈዳይ ከምኡ ኣቶ ሃይለሚካኤል ሃይለስላሰ(ሊንጎ) ካብ ክፍለ-ግዝኣት ሚነሶታ፡ ኣቶ ጀሚል ኣማን ካብ ክፍለ ግዝኣት ቨርጂንያ`ዮም። ምሉእ ትሕዝቶ ዘተ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።