ኣብ ስቶሆልም ሽወደንን ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲ ኣሜሪካን

ኣብ ስቶሆልም ሽወደንን ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲ ኣሜሪካን ንስውራ 31 ጥቅምቲ ብምድጋፍን ኣንጻር ኣብ ኤርትራ ዝርከብ ግበታዊ ስርዓት ሰሊማዊ ሰልፊ ተኻይዱ