እሞ’ኸ

እሞ’ኸ …….. ዘይሓሰብናዮ ረኺብና ብጥልመት እንተተሓሰና ነገራት ከፊኡ መግዛእን ድኽነትን እንተሳዕስዑልና ቃልስና ክሓጽር መስውእትና ክውሕድ እንተዘይሓበርና መወዳእታኡ’ሞ እንታይ ይኹን መጻኢ ዕድልና።