መንግስቲ እስራኤል ዘይሕጋውያን ዝበሎም ኤርትራውያን..............

መንግስቲ እስራኤል ዘይሕጋውያን ዝበሎም ኤርትራውያን ዝርከብዎም ዜጋታት ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ካልእ ሃገር ንምስግጋር ዘኽእሎ ስምምዕ ከም ዝኸተመ ተገሊጹ። መንግስቲ እስራኤል ነቶም ቅድሚ ነዊሕ ዓመታት ናብ’ታ ሃገር ኣትዮም፡ ኣብ ሽቕለት ተዋፊሮም ብረሃጾም ዝነብሩ ዘለው ስደተኛታት፡ ካብ ኣፍልጦ ንጉዳይ ስደተኛታት ዝምልከት ትካል ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ሰናይ ፍቓድ እቶም ግዳይ ዝኾኑ ስደተኛታትን ናብ ካልእ ሃገር ከሰጋግሮም ዘኽሎ ስምምዕ ከም ዝገበረ