በዓል መን እዮም ? እስኪ ነለልዮም

መሪር ኩነታትና መዕገቲ ተሳኢኑዎ ዘሎ ኣብ ውሻጠና በብግዜኡ ዝስዃዕ ክንምሕዎ ብዘይ ምኽኣልና ድኣ እምበር ህ.ግ.ደ.ፍ. ይኹን መናትኡ ኢ.ህ.ወ.ደ.ግ.  (ህ.ወ.ሓ.ት.) ሓይሎምን ካባና በሊሖምን ኮይኖም ኣይኮኑን።