ክፍሊ ዜና ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ

ኣብ 2ይ ጉባኤ ዲሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ሳግም) ኣብ ከተማ ኣኽሱም ዝተጋበኤ ንኣቦ ወንበር ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ወኪሉ ቃል ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ኣስሚዑ ።