ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ) ተዛዚሙ።

ካብ’ቲ ኣብ ኣረኣእያን ተግባርን ዝተሰረተ ዘላቒ ሓድነት ንምርግጋጽ ንቃለስ!፣ ሓደን ዝሰመረን ናይ ኩሎም ፖለቲካዊ ሓይልታት ሃገራዊ ግንባር ክረጋገጽ ንቃለስ!፣ ምሕዝነት ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ይደልድል!፣ ሰሚናር ፖለቲካዊ ውድባት፡ ካልኣይ ጉባኤ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ንምዕንዋት ንረባረብ!፣ ብዝብሉ መሪሕ ደሞክራስያዊ ጭርሖታት ተዓጅቡ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣገደስቲ ፖለቲካዊ ኣርእስታት ዝተዛተየ ውድባዊ ሰሚናር