ኣብ ርእሲ ጸገምና፡ ጸገም ከይድረበና ብንቕሓት ንቃለስ፣

ኣብ ገለ ሃገራት ሰሜን ኣፍሪቃን ማእከላይ ምብራቕን ቅድሚ ሽዱሽተ ዓመታት ኣቢሉ፡ ኣንጻር መለኽቲመንግስታት ዝተበገሰ ናይ ህዝብታት ናዕቢ ገሊኡ መለኽቲ መንግስታት ኣወጊዱ ናይ ጽገና ለውጢ ዘረጋገጸ፡ ገሊኡ ድማ ጽገናዊ ለውጢውን ምርግጋጽ ከይበቕዐ በርዒኑ ዝተረፈ እዩ ጥራሕ ዘይኮነስ ገለ ህዝብታትን ሃገራትን ናብ ቀጻሊ ህውከትን ጸገማትን ዝተሳጥሑ ምህላዎም