ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ)

ካልኣይውድባዊ ጉባኤ ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ)ብውድባዊ ሰሚናር ኣቢሉ፡ ዘብርሆን ዘጻፈፎን መደባት ኣቃኑዑ። ን2ይ ውድባዊ ጉባኤ ቅድመ-ተደላይነታቱ ኣዋዲዱ፡ ኣብ ዝተመደበሉ ግዜን ቦታን ሎሚ መዓልቲ 20 መስከረም 2017 ሰዓት 2 ድ.ቀ. ብናይ ዝኽሪ ስዉኣት መዝሙር ብጉጅለ ባህሊ ተሰንዩ ብክብ ዝበለ ድምቀትን ዓጀባን ተኸፊቱ።