- Details
-
Created: Saturday, 09 September 2017 02:31
-
Last Updated: Saturday, 09 September 2017 02:31
ኣብ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ዝተፈላለየ ጽፍሒ ስልጣን ዝጸንሑ ሰባት፡ ሓሚሞም ከም ዝነበሩ ኮነ ዘጋጠሞም ጭቡጥ ምኽንያት ከይተገልጸ፡ ኣቶ እከለ ወይ ኮሌኔል እከለ ዝተባህለ ካብ ክሳብ ብተወፋይነት ዝሰርሐ ገዲም ተጋዳላይ ብሃንደበት ተሰዊኡ ዝብል ዝደጋገም ዜናዊ መርድእ ብማዕከናት ዜና ህግደፍ ዝሰምዑ ዜጋታት፡ ብሓላፍነታዊ ስምዒት ሻቕሎት ከም ዝሓደሮም ገሊጾም።