ጭፍራ ህግደፍ ዶብ ክሰግሩ ንዝርኣዮም ነርብዓን-ትሽዓተን (49) ኣቕሽቲ ክቐትል ተዂሲ ከፊቱ Print Email Details Created: Sunday, 03 September 2017 13:05 Last Updated: Sunday, 03 September 2017 13:05 View Comments ትማሊ ብባሕቲ መስከረም ዝተጀመረ ሰውራ ኣብ ዓወት በጺሑ፣ ህዝቢ ኤርትራ ድማ ኣብ ሃገሩ ነጻነት የስተማቕር ኣሎ ብዘስምዕ ቃና ናይ ይምሰሉ ተዋስኦ ክገብር ከም ዝወዓለ ትዕዝብቲ ተወሲዱ ኣሎ። ይኹን እምበር “ወዲ ድሙ ነይገድፍ ግብረ-እሙ” ክምዝበሃል መራሕቲ ጭፍራ ህግደፍ ግን ህዝቢ ፋሕ ከም ዝብል እንዳገበሩ፣ ዓቕሎም ጸቢብዎም ሃገር ክንገድፈልኩም እምበኣር ኢሎም ሂወቶም ንኸድሕኑ ክወጽኡ ንዝፍትኑ ብሚእቲታት ዘይኰነስ ብኣሽሓት Comments View the discussion thread. blog comments powered by DISQUS back to top Prev Next