ርሑስ ዒድ ኣልኣድሓ 2017 ርሑስ ዝኽሪ ባሕቲ መስከረም 2017 Print Email Details Created: Thursday, 31 August 2017 00:45 Last Updated: Thursday, 31 August 2017 00:45 View Comments ባሕቲ መስከረም 2017 ካብቲ ካልእ ፍልይቲ ዝገብራ እንተሃልዩ፡ መንፈሳዊ ዒድ ኣልኣድሓን ዝኽሪ ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራን ዝተጋጣጠመላ ድርብ ታሪኻዊት ዕለትን በዓልን ክትኸውን ብምብቕዓ’ዩ። ኣብዚ ታሪኻዊ ዕለት’ዚ ብስቕታ ምሕላፍ ፍጹም ሓላፍነትኻ ምዝንጋዕ ምዃኑ ስለ ዝኣምን’የ ገለ ወስ ከብል ብርዐይ ኣልዒለ ክጽሕፍ ዝተደፋፋእኩ። Comments View the discussion thread. blog comments powered by DISQUS back to top Prev Next