ህዝቢ ንምህለላን ጸሎትን ብዘይፍቃድ ከይእክቡ ንመራሕቲ ሃይማኖታት መጠንቐቕታ ይቐርብ Print Email Details Created: Wednesday, 23 August 2017 12:08 Last Updated: Wednesday, 23 August 2017 12:08 View Comments ህዝቢ ብዘይፍቓድ መንግስቲ፣ ንምህለላን ጸሎትን ከይእክቡ ንመራሕቲ ሃይምኖታት እስልምናን ክርስትናን መጠንቐቕታ ከምዝቐረበ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እዚ መጠንቐቕታ ዝቐርብ ዘሎ፣ ብሰንኪ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኩነታት፣ ሕሱም መነባብሮ ዘሕልፍ ዘሎ ህዝቢ፣ ሰኣን ዝናብ ድማ ብተፍጥሮኣዊ ናይ ደርቂ ሓደጋ ከይጥቃዕ ካብ ምስጋእ፣ ዝሓለፈ ሰሙን ብእኩብ ምህለላን ጸሎትን ድሕሪ ምክያዱ'ዩ። Comments View the discussion thread. blog comments powered by DISQUS back to top Prev Next