ንኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ዘዳውብ ቦታ ክልተ ትሕተ ዕድመ ኤርትራውያን ብፈንጂ ተሃሪሞም

ዝቕጽል ግፋ ናባናዩ ካብ ዝብል ስግኣት ተበጊሶም ነብሶም ከግልሉ ዝፈተኑ ኣብ ክሊ ዕድመ 15 ክሳብ 17 ዝኾኑ ኤርትራውያን ብሽነኽ ዛላንበሳ ንኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ዘራኽብ ቦታ ብ22 ሓምለ 2017 ብፈንጂ ተሃሪሞም ብከቢድ ከም ዝተጎድኡ ምንጭታት ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ ካብ ዓዲግራት ሓቢሮም