- Details
-
Created: Saturday, 19 August 2017 02:58
-
Last Updated: Saturday, 19 August 2017 04:19

ብዕለት 05/08/2017 ኣብ ደምበ ተቓውሞ ተሰሚዑ ዘይፈልጥ ንምዕናው ህ.ግ.ደ.ፍ. ከምኡ ኸኣ ንእቲ ድሕነት ህዝብን ሃገርን ልዕሊ ኹሉ ዘንጸባርቕ ኣብ እዚ ይገበር ዘትከለ ቅጥዒ ዝተቐጥዓሉ ምንባሩ ካብ ዝሓለፈ ብዓላት ይኹን ኣኼባታት ፍሉይን ኣድማዒን እዩ ነይሩ እንተተባህለ ኩሎም እቶም ዝተሳተፍዎ ደቂ ሃገር ዝምስክርዎን ውጽኢት ክህልዎ ዝጽበዩዎን ከምዝኾነ ብሩህ ሓቂ እዩ።