ሰራዊትን ህዜብን ኤርትራ እንታይ’ዩ እጃምካ? ግብጺ መዓስከር ተዋሂቡዋ ሰራዊት ሰዱዲ ኣሊ፡

ንጭታት ስሙር ዯመክራስያዊ ግንባር ኤርትራ - ስዯግኤ፡ ዗ቕረቡዎ መጽናዕታዊ ሓበሬታ ከም዗ረጋግጾ፡ ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ግብጽን Formal & Informal ወግዓውን ዗ይወግዓውን (ሚስጥራዊ) ክሌተኣዊ ርክባት ክካየደ ከምዜጸንሑ ይፍሇጥ። ትሕዜቶ ርክቦም ብሙለኡ ንምፍሊጥ ኣጸጋሚ’ዩ። ይኹን’ምበር ብውጽኢቱ ክም዗ን ኮል ግና፡ ኣብ ርክቦም ካብ ዜተገብሩ ገሇ ውዕሊት ወትሃዯራውን ጸጥታውን ስምምዕ ከምዜነበሮ ድሮ ብግብሪ ተጋሂደ ኣል። ምኽንያቱ ናይ ግብጺ መኮንናትን ንኤርትራ ዑዯት ኣካይዶም ወትሃዯራዊ መዓስከር ተፈቒደልም ኣል፡ ድሮ’ውን ገሇ ክፋሌ ሰራዊት ግብጺ ኣብ ኤርትራ ኣትዮም ኣብ ምህ