ዝኽሪ ንፈላሚት ባሕቲ መስከረም

ሰውራ ኤርትር አብ ሽቱትጋርት ን02/09/2017 ሰፊሕ ህዝባዊ ምይይጥን ምስ ህዝባዊ ትልሂትን ተፈደሉ ፡ ይብልኩም ህዝባዊ ምጥርናፍ ሽቱትጋርትን ከባቢኡን፡ ደለይቲ ፍትሒ ። ካብ ሰዓት 14፡00 ድ.ቀ ይጅምር ቦታ/Ort : St. Martinus Gemeinde, Johannes Str. 21 70806 Kornwestheim ሽቱትጋርት
 

ብድሓን ምጹ !
ካብ አካያዲት ሽማግለ ።