ፖለቲካውያን ሓይልታት ፍልልያቶም ኣጽቢቦም ንኤርትራዊ....................

ፖለቲካውያን ሓይልታት ፍልልያቶም ኣጽቢቦም ንኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ሰሚናር ንምእታው ስምምዕ ተፈራሪሙ ። ሎሚ ዕለት 04 ነሓሰ 2017 ብሰንኪ ፍልልያት ኣብ ደውታ ኣትዩ ዝጸንሓ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ካብቲ ዝጸንሖ ደውታ ውጺዩ ንጥፈታቱ ንምቅጻል መታን ተባሂሉ ብዓቢ ጻዕሪ ኣብ ዘተ ዝጸንሓ ክልተ ክንፊ ውድባት ኣካላት ሃገራዊ ባይቶ ማለት 15ን 6ን ድሕሪ ነዊሕን ኣድካምን ናይ ዘተን ምይይጥን ከይዲ ፡ዝነበሮም ፍልልይ ብምጽባብን ብምስማርን ሎሚ