- Details
-
Created: Friday, 04 August 2017 11:45
-
Last Updated: Friday, 04 August 2017 11:45
ወዲ-ሰብ ተማሂሩ ኣብ’ቲ ዝድለ ደረጃ እንተበጺሑ፡ ሰሪሑ እንተፍርዩን ተጠቃሚ ፍርያቱ እንተኾይኑን፡ ወይ እንተዝኾነለይ ዝብሎ ብዝኾነ ኣጋጣሚ እንተተሳኺዕሉ፡ ወለዲ ኣበባ ውላዶም እንክሪኡ፡ ደቂ ደቆም እንክስዕሙ፣ ከም ህዝቢ ድማ ኣብ ትሕቲ ግዳማዊ ድዩ ዘቤታዊ መግዛእቲ ተጨፍሊቑ ተረጊጹ ጸኒሑ፡ ብቃልሱን መስዋእቱን ኣብ ልዕሊ ጸላእቱ ምስ ዝዕወት፡ ከም’ቲ ህዝቢ ኤርትራ ንሰላሳ ዓመት ተቓሊሱ ብ1991 ብዓወት ዝተጸንበለ፡ ድሙቕ ሓባራዊ ሃገራዊ ዓወት ምስ ዘመዝግ ክሕጎስ፡ ክፍሳህ፡ ንሓቀኛ ውሽጣዊ ሓጎሱን