- Details
-
Created: Thursday, 20 July 2017 14:02
-
Last Updated: Thursday, 20 July 2017 14:02
ኣንቱም ሰባት እዚ ምስኪን ህዝቢ፡ ኣይብኢዱ ኣይብኣፉ፡ ኣይበልዐ ኣይሰተየ፡ ንገዛእ ርእሱ ተጨፍሊቑ እናነበረ ኤርትራ ከም’ዚ በለት ገበረት እናተባህለ ይሕመ፣ይኽሰስ፡ ይውቀስ ኣሎ። ሃገረ ኤርትራ’ኮ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ‘ምበር ናይ ጉጅለ ህግደፍ ኣይኮነትን። ብርግጽ ሃገረ ኤርትራ ብህዝቢ ኤርትራ ትመሓደር የላን። ዜጋታት ኤርትራ ከም ሰባት ኮነ ብእኩብ ከም ህዝብታት ነብሶም ባዕሎም የመሓድሩ የለውን ኣብ’ዚ ወቕቲ’ዚ። ከም ንብረትነቱ ናይ መላኺ ኢሳያስ ዝኾነ