- Details
-
Created: Tuesday, 18 July 2017 00:21
-
Last Updated: Tuesday, 18 July 2017 00:21
ቀደም፡ ነቲ ብ ተክሳስ ዝፍለጥ ዝነበረ “ ፊልሚ ጓሶት“ cowboy መን ቀዲሙ ረኣየ ዓቢ ጉዳይ`ዩ ነይሩ፤ ………. “ ሲናማ ኢምፔሮ “ነቶም ናኣሽቱ ዘይሕለም ኮይኑ፤ እቶም ድሕሪ ሓደ ሰሙን ኣብ ”ሲነማ ዳንተ“ ዝረኣዩዋ ግና ነቶም ድሕሪ ሰሙን ኣብ ሲነማ ” ኮረቻ ሮሳ“ ንኽርእዩ ዋ ዝጽበዩ ዘለዉ ይሕክዩሎም/ ይገልጽሎም።................ ገለ ካብቶም ሰማዕቲ ነታ ፊልሚ ብዓይኒ ሕልነኦም ዳሕሲሶም ነተን 75 ሳንቲም ኣብ ካልእ ማዓላ ኣውዒሎም ከም ኣብ ኮረቻ ሮሳ ዝወዓሉ ኮይኖም ዝሕክዩ ነይሮም። ኣብ ዘዘለውዎ ደሓን ይሃሊዉ።