ተላዓል መንእሰይ!!

ጀጋኑ ሓሊፎም ተባዓት ሰብ መትከል
ደሞም ዘፍሰሱ ንናጽነት ሃገር
ሕድሮም ተጠሊሙ ብምልካዊ ገበል
ሓለፍቲ ሓቲቶም ንቅዋም ሃገር፡፡