Petition Against Eritrean Government’s deceptive Festival in Seattle, Washington

F

e

s

t

i

v

a

l

 

i

n

 

S

e

a

t

t

l

e

ዝተፈላለዩ ዜናታት ኤርትራ !!

ኤርትራዊ ሚጀር ዜጋታት ንምድሓን ህይወቱ በጂዩ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙናት ኣብ ከባቢ ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዑቕባ ንምሕታት ዝተበገሱ ሓሙሽተ ስድራ ቤታት፣ ድሕሪ ነዊሕ ጉዕዞን ከቢድ ድኻምን ሕማምን ፣ ከተማ ጸሮና ሓሊፎም ናብ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ይጓዓዙ ኣብ ዝነበርሉ፣ ኣብ ኢድ ”መስሓል ኣኽራን” ዓሪዱ ዝነበረ ሰራዊት ኤርትራ ከም ዝወደቐ፣ ምንጭታት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ካብ ደቡብ ኤርትራ ሓቢሮም።