ምዕባሌ ሕብረተሰብ መንነት

ዓይነታትን ኣተሃናንጻን

I

d

e

n

t

i

t

y

 

T

y

p

e

s

 

a

n

d

 

f

o

r

m

a

t

i

o

n

ህዝባዊ ግንባር /ህግደፍ ብተፈጥሮኡ ኣብ ሰለያን ግርጭታትን ዝነብር ናይ ዕንወት ሓይሊ’ዩ

ብዙሓት ውሽጣዊ ድኽመት ናይ ደምበ ተቓውሞ ኤርትራ ዘተሓሳስቦም ዜጋታት እምበር’ዶ እዝስ ውሽጣዊ በዓል ቤታዊ ሽግር ጥራሕ’ዩ? ጸረ-ህዝቢ ስርዓት ህግደፍ ዝጸፈዮም መርበባት ስለያ ኣህልውን’ዶ ዝብሉ ሕቶታት፡ ብተደጋጋሚ ኣብ ዝፈተፈላለየ መድረኻት ከልዕሉ ይስምዑ።