Petition Against Eritrean Government’s deceptive Festival in Seattle, Washington

F

e

s

t

i

v

a

l

 

i

n

 

S

e

a

t

t

l

e

ኣብ ከተማ ጀነቭ (ስዊትዘርላንድ) ኣብ ጸገማት ኤርትራ...............

ኣብ ከተማ ጀነቭ (ስዊትዘርላንድ) ኣብ ጸገማት ኤርትራ ዘትኮረ ሓደ ሓበራዊ ዘተ ተቓኒዑ ፍትሕን ተሓታትነትን ክረጋግጽ ቃልሲ ከካይድ ድማ ጸዊዑ ሰኑይ መጋቢት 13/2017 ኤርትራውያንን ኣዕሩኽ ኤርትራውያንን ኣብ ከተማ ጀነብ ኣብ ዝርከብ ቤት ጽሕፈት ላዕለዋይ ተጸዋዒ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ተራኺቦም ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኤርትራ መሰረት ብምግባር ተዛትዮም።