Menu
![]()
ጋዜጣዊ መግለጺ ካብ ክፍሊ ወጻኢ
ዝምድናታት (ኪዳን) ብዛዕባ ኤርትራውያን
ሃገረ ግብጺ ትሰጎም ዘላ
ክፍሊ ወጻኢ ጉዳያት ኣብ ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኪዳን ነቲ ጸብጻብን ወረን ምስጋግ ኤርትራውያን ካብ ግብጺ ተኸታቲሉ፡ ብመሰረት እቶም ግብጺ ትሰጎም ዘላ ኤርትራውያን፡ ብሰንኪ ስርዓት ህግደፍ ሕማቕ ተግባራት ካብ ሃገሮም ኤርትራ ዝተፋናቐሉ እዮም እዞም ሰባት እዚኦም ድማ ብዘይ ድልየቶም ካብ ሃግሮም ዝተፍናቐሉ ስለዝኾኑ ስደተኛታት ተባሂሎም ክጽውዑ ይካኣል፡፡ ናብ ግብጺ መምጺኢኦም ድማ ናብ ካልኦት ሃግራት ንምስግጋርን፡ ካብ ስርዓት ህግደፍ ተገላጊሎም ሰላምን ጸጥታን ዘለዎ መነባብሮ ክንብሩ ኢሎም እዮም፡፡ ከምኡውን እቶም ቅድሚ ሕጂ ካብ ሃገራት ማልታን ሊብያን ዝተሰጎጉ ኤርትራውያን ስደተኛታት ስረዓት ህግደፍ ቀጥታ ተቐቢሉ ብምእሳርን ኣብ ወትሃደራዊ ማዓስከራት ብምድጓንን ገለ ካብኣቶም ድማ ኣብ ቅድሚ ብጾቶም ተረሺኖም (ተቐቲሎምን) እዮም፡፡ ስለዚ ኪዳን ብዘለዋ እምነትን ባህልን ኣብ መንጎ ህዝቢ ኤርትራን ግብጽን፡ ግደ መንግስቲ ግብጺ ኣብ ምድጋፍ ጉዳይ ህዝቢ ኤርትራ ንመራሕቲ ሃገራዊ ምንቅስቓስ ኤርትራ ብምሕቋፍ ከምኡውን ካብ ኩሉ ሕብረተሰብ ዓለም ኣብ ዓዶም ዝተጨነቑን ዝተሸገሩን ናይ ምሕቃፍ ባህልን ልመድን ስለዘለዋ፡፡ - ካብዚ ብምብጋስ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን፡- 1. ማሓዛና ሀገር ግብጺ ነዞም ስደተኛታት ኤርትራውያን ናብ ኤርትራ ከይትሰዶም ይጽውዕ፡ ሂወቶም ንምድሓንን ነቲ ኣብ ኤርትራ ዝወርዶም ሽግርን መከራን ንምድሓን፡፡ 2. መንግስቲ ግብጺ ነቶም ናብ ኤርትራ ዝሰጎጎቶም ኤርትራውያን ሂወቶም ንምዕቃብን ሃለዋቶም ንምክትታልን ኣብ ልዕሊ ስረዓት ህግደፍ ጸቕጢ ክትገብር ንጽውዕ፡፡ 3. ሃገረ ግብጺ ኣብ ዓለም ዓቢ ሚዛንን ክብርን ስለዘለዋ ምስቶም ነዚ ጉዳይ ዝምልከቶም ኣካላት፡ እቶም ካብ ግብጺ ዘይተሶጎጎ ኤርትራውያን ኣብ ግብጺ ይኹን ወይ ድማ ኣብ ካሎኦት ሃገራት ሽግሮም ንምፍታሕ ግዲኣ ከተበርክት ይጸውዕ፡፡ 4. ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ብዘለዎ ዓቕሚ ምስ ዕላዊ ሸነኻት ግብጺ ኣብ ምፍታሕ ሽግሮም ግዲኡ ከበርክት ምኻኑ የረጋግጽ፡፡ 5. ኤርተራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ኤምባሲ ግብጺ ዘቕረቦ መሞረንደም ብዓይኒ ተገዳስነት ክውሰድ ይሓትት፡፡
ወጻኢ ጉዳያት ኣብ ፈጻሚት
ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ
ዲሞክራስያዊ ኪዳን
Nahda Corner
![]()
البيان الختامي لاجتماع المجلس التشريعي
Final Declaration Third regular meeting of the ENP
Legislative Council
ደምዳሚ ኣዋጅ ኣኼባ ሓጋጊ ባይቶ ሰልፊ ናሀዳ ኤርትራ
Community Events
|
Recent posts
Annual Convetion by
selam
Barack Obama Family photo by
hadialena
Great Eritrean men Saying... by
Mukhtar
who are we? by
Muslimah
Creating a Cultural Oasis In Abu Dhabi by
selam
jet lag by
mohammed
DV lotter 2009 by
sulman
A thought to share by
Muslimah
Jeberti Poll
Shaebia's legacies will be remebered more at :
View Archive
CJ Dynamic Poll V2.0

Copyright
Copyright © 2004-08 Jeberti.com > Design >>Towfik>>










