ትግርኛ

English

عربي

መንግስቲ ኤርትራ ነቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ጸጥታዊ ኩነታት ብምጥቃም፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ፍርሂ ከእቱ ይፍትን

መንግስቲ ኤርትራ ነቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ጸጥታዊ ኩነታት ብምጥቃም፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ፍርሂ ከእቱ ይፍትን መንግስቲ ኤርትራ ነቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ዝተፈናጨለ ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ ብምጥቃም ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ራዕድን ፍርሕን ከም ዝነግሶም ይገብር ከም ዘሎ ሬድዮ ኤረና ዝተወከሰቶም ገለ ኤርትራውያን ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢሮም