ትግርኛ

ልዑል ቱኽረት ዝጠልብ ናይ ህዝቢ ምንቅስቓስ፤

ልዑል ቱኽረት ዝጠልብ ናይ ህዝቢ ምንቅስቓስ፤ ናይ ህዝብታትና ናይ ይኣክል ምንቅስቓስ፡ እኩብ ድምርን ዝለዓለ መግለጽን ናይ'ቲ ንልዕሊ 28 ዓመታት፡ ኣንጻር ፋሽስታዊ ስርዓት ኢሳያስ ዝተኻየደ ቃልሲ እዩ።

Readmore

English

عربي

ፖሊስ ከተማ ካይሮ ብዙሓት ኤርትራውያን ሰልፈኛታት ኣሲሩ

ሰልፈኛታት ኣብ ካይሮ ፊት ቤትጽሕፈት ላዕለዋይ ተጸዋዒ ስደተኛታት ብሰንበት ንጉሆ፡ ኣብ ፊት ቤትጽሕፈት ላዕለዋይ ተጸዋዒ ስደተኛታት ካይሮ ሰላማዊ ሰልፊ ዘካይዱ ዝነበሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ካብ ኣባላት ጸጥታ ዘንብዕ ጋዝ ከምዝተኮሶምን፡ ብዙሓት ካብኦም ከም ዝተኣሰሩን ንቢቢሲ ሓቢሮም።