ሓምሻይ ጉባኤ ናጻ ማሕበር ኤርትራውያን ደቂ-ኣንስትዮ ንሰላምን ዲሞክራስን ዞባ ኣውሮፓ

ናጻ ምሕበር ኤርትራውያን ደቂ-ኣንስትዮ ንሰላምን ዲሞክራስን ዞባ ኣውረፓ፡ ሓሙሻይ ጉባኤኡ ኣብ ሃገረ ደንማርክ ክካየድ ወሲኑ።