ርሑስ በዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን ይግበረልና !!

ብኣጋጣሚ በዓላት ልደተ ክርስቶስን፣ ሓድሽ ዓመት 2020ን ፣ ንኹላትኩም ምእንቲ ፍትሕን ዲሞክራስያዊ ለውጥን ትቃለሱ ዘለኹም ኤርትውያን ሓርበኛታትን ስድራቤትኩምን፣ ከምኡ‘ውን ንመላእ ህዝብናን፣ ኩሎም ኣመንቲ ክርስትና ኣብ ዓለምን፣ እንቋዕ ናብ`ዚ ክቡር በዓል‘ዚ ኣብጻሓና ብምባል፣ ርሑስ በዓላት ክገብሮን፣ ኣብ ሃገርና ድማ ዘመነ ሰላምን ቅሳነትን ራህዋን ክኾነልና፣ ብስም ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ልባዊ ምንዮትና ነመሓላልፍ።