news

ትግርኛ

ሰብመዚ ኤርትራ ሃለዋት ናይቶም ንልዕሊ 20 ዓመታት ዝተሰወሩ እሱራት ከፍልጡ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ

ሰብመዚ ኤርትራ ሃለዋት ናይቶም ንልዕሊ 20 ዓመታት ዝተሰወሩ እሱራት ከፍልጡ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ

ሕማቕ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ "ናይ ምምሕያሽ ምልክት" ከምዘይብሉ ሰብመዚ ሕቡራት ሃገራት ገሊጾም።

ምክትል ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ንጉዳያት ሰባዊ መሰላት፡ ብረቡዕ ኣብ ጀነቫ ስዊዘርላንድ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ፡ ኣብ ኤርትራ "ስቅያትን ዘይሕጋዊ ማእሰርትን" ይቕጽል ኣሎ ኢላ።

ኢልዝ ብራንድ...

Readmore

ሩስያ፣ 200 ሽሕ ሜትሪክ ቶን እኽሊ ናብ ኤርትራ ትርከበን 6 ሃገራት ኣፍሪቃ ተባጺሑ

ሩስያ፣ 200 ሽሕ ሜትሪክ ቶን እኽሊ ናብ ኤርትራ ትርከበን 6 ሃገራት ኣፍሪቃ ተባጺሑ

ሩስያ ኣብ ወርሒ ሓምለ2023 ብዝኣተወቶ ቃል መሰረት ፣ 200 ሽሕ ሜትሪክ ቶን ነጻ እኽሊ ነተን ሃገራት ከምዘባጽሓቶ ገሊጻ።

እቲ ብሚኒስተር ሕርሻ ሩስያ ዲሚትሪ ፓትሩሸቭ ዝተዋህበ ሓበሬታ፣ ሶማልያን ሪፓብሊክ ማእከላይ ኣፍሪቃን ነፍሲ ወከፈን50 ሽሕ ቶን፣ ማሊ፡ ቡርኪናፋሶ፡ ዚምባብዌን ኤርትራን ድማ ነፍሲ ወከፈን 2...

Readmore

ዕንቅፋት ቃልሲ ብሩህ መጻኢ ናይ ውሽጢ ጸላእቲ አዮም፡፡

ዕንቅፋት ቃልሲ ብሩህ መጻኢ ናይ ውሽጢ ጸላእቲ አዮም፡፡

ብዛዕባ ምቁራጽ ዑደት መምህር በየነ (ውፉይ) ናብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ንብዙሓት ኣባላት ብሩህ መጻኢን፡ ተዓዘብትን ፡ ኣገሪሙን ፡ ኣሰንቢዱን እዩ ፡፡ ውፉይ ኣብተን ሓሙሽተ ከተማታት ካናዳ ዘካየዶ ዑደት ብዝነኣድን፡ ዝድነቕን ኩነታት ዛዚሙዎ ፡፡

Readmore

English

The Unholy Alliance of two East African dictators has become a threat to regional socio-economic and military stability.

The Unholy Alliance of two East African dictators has become a threat to regional socio-economic and military stability.
  • The Unholy Alliance of two East African dictators has become a threatnto regional socio-economic and military stability. Abiy Ahmed, the renowned preacher prime minister of Ethiopia, who claims he is ...

Readmore

الإدارة الامريكية لا تنوي تعيين سفير جديد لها لدى ارتريا

قدم البيت الابيض أسماء سفراء لمجلس الشيوخ للموافقة على تعيينهم سفراء في ست دول افريقية وذلك في نهاية شهر مايو الماضي، ولا تشمل قائمة السفراء الجدد تسع من الدول التي يمثل الولايات المتحدة فيها دبلوماسيون بدرجة قائم بالأعمال وهي ارتريا واثيوبيا وزيمبابوي والنيجر ورواندا والغابون وسيشل وموريشيوس وناميبيا. وتشير مصادر في الخارجية الامريكية أن الولايات لا تنوي تعيين سفراء لها في ارتريا وعدة دول اخرى في المستقبل المنظور